VOA Tigrigna

VOA Tigrigna

Share

ጋዜጣዊ መግለጺ ኣቶ ጌታቸው ረዳን ምላሽ ኣቶ ኣማኑኤል ኣሰፋን -- ብሓጺሩ 03/13/2025

➡ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ ሓሙስ ጋዜጣዊ መግለጺ ዝሃበ ፕረዚደንት ግዜያዊ ምምሕዳር ጌታቸው ረዳ፡ “መንግስቲ ፈደራል ኣብቲ ዝካየድ ዘሎ ኩነታት ትግራይ ስጕምቲ ንኽወስድ እምበር ጣልቃ ንኽኣቱ ኣይጸዋዕኩን፡” ኢሎም። ኣብቲ ጋዜጣዊ መግለጺ፡ ናይ ኤርትራ ምትእትታውን ምልፋን ምስ ሓደ ወገን ህወሓትን ከም ዘሎ ዝገለጸ ኣቶ ጌታቸው፡ ምኽታል ኣቦ-መንበር ህወሓት ኣቶ ኣማኑኤል ኣሰፋ ኣብ መቐለ ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለጺ ግን ነቲ ክሲ ነጺጉዎ ኣሎ።

ጋዜጣዊ መግለጺ ኣቶ ጌታቸው ረዳን ምላሽ ኣቶ ኣማኑኤል ኣሰፋን -- ብሓጺሩ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ ሓሙስ ጋዜጣዊ መግለጺ ዝሃበ ፕረዚደንት ግዜያዊ ምምሕዳር ጌታቸው ረዳ፡ “መንግስቲ ፈደራል ኣብቲ ዝካየድ ዘሎ ኩነታት ትግራይ ስጕምቲ ንኽወስድ እምበር ጣልቃ ንኽኣ...

Want your business to be the top-listed Media Company in Washington D.C.?
Click here to claim your Sponsored Listing.

Telephone

Address


330 Independence Ave. SW
Washington D.C., DC
20237