KMAH

KMAH

Share

06/22/2020

RESPECT ✊

መሰታይ
ሰላም ክቡራት የሕዋተይ ኣኣብ ዘለኹሞ ሙሉእ ጥዕናን ራህዋን ቅሳነተን ይምነየልኩም ።
ነዛ ሕጂ ናባኹም ዘብላ ቪዲዮ ክሊፕ መፈጸምታኣ ክትበጽሕ ዝሓገዘኒ ልዑል ፈጣሪ ምስጋና ይኹኖ ። ከምኡ ውን የሕዋተይ ደገፍተይ ናይ ቃልሲ ቤተሰበይ ኣብ ጎነይ ኮንኩም ንእትህቡኒ ሞራል ነቅ ዘይብል ድርዒ ኮይኑ ዝያዳ ከምዝሕይል ሓቦ ዘስነቅኩምኒ ንስኹም ኢኹም'ሞ ካብ ልቢ የመስግነኩም ሞራልኩምን ሃናጺ ሪኢቶኹምን ድማ ኣይፈለየኒ ድጊመ ክብረት ይሃበለይ ።

Want your organization to be the top-listed Non Profit Organization in Houston?
Click here to claim your Sponsored Listing.

Website

Address


Houston, TX