Merkeb Grocery Store
02/12/2026
ኩሉ ዓይነት ጣፍ ማለት፣ መስቀል፣ ኣዝመራ፣ሰላም ተዳልይልኩም ኣሎ። ከም ወትሩ ዉን ኣልሚን ማና ዝብል ዝብል ዝበለጸ ሽሮ በርበረ ኣሎ። ሕልበት፣ኤልሳ ቆሎን ዳቦ ቆሎን ኣሎና። ሓዱሽ ባህላዊ ሞሶብ ዉን ተዳልዩ ኣሎ ብድሓን ምጹ።
ሰላም ጣፍ ተዳልዩ ኣሎ። ከምኡ ዉን መስቀል ጻዕዳን ቀይሕን ኣሎ። ኣዝመራ ጣፍ ዉን ኣሎ። ኮታ ኩሉ ዓይነት ሕሩጭ, ስገም, ዳጉሻ, ማሸላ, ስርናይ ወዘተ.....
10/18/2024
Nice to meet you in person. መኮነን ተስፋይ ( ሞዛይክ ባህሊ ኣብ ዩቱብ) ሎሚ ብኣካል ኣብ ናይ ስርሐይ ቦታ ብምጻእ ኪንዮዉ ቲ ብቴለፎን ዝነበረና ሌላ ደሪዕናሉ ንርከብ። ብመጽሓፍቲ ምጽሓፍን ምሻጥን ባህላዉን ያታዉን ናይ ቀደም ዛንታ ምቅራብን ዝልለ ሓያል መምህርን ስነጥበባዉን ዩ። ቀንዲ ርክብና ብናይ ስራሕ ኮይኑ ንዕሊ 3 ዓመት ድማ ኣብ ስራሕ መጽሓፍቲ ምሻጥ ተጸሚድና ንርከብ። ናይ ሎሚ ቀንዲ መምጺኢኡ ዉን ዘይተሸጡ መጽሓፍቲ ኣብ ሻርሎት ብምዉሳድ ናይ መሸጣ Show on October 20-2024 @ Konshiba Restaurant ስለ ዘሎ ዩ። ሕዲ ዉን ኣብ ናይ ግሊ ቢዝነሰይ ሓደሽቲ መጽሓፍቲ ተዳልዮም ኣለዉ ንዝያዳ ሓበሬታ Contact as Merkeb Eritrean grocery store LLC 3362592836. Thank you Mekonen Tesfay for the opportunity we share and good to see you today on the behalf of business discussions.
Click here to claim your Sponsored Listing.
Category
Contact the business
Telephone
Address
1110 S Main Street
High Point, NC
27260
Opening Hours
| Monday | 10am - 8:30pm |
| Tuesday | 10am - 8:30pm |
| Wednesday | 10am - 8:30pm |
| Thursday | 10am - 8:30pm |
| Friday | 10am - 8:30pm |
| Saturday | 10am - 8:30pm |
| Sunday | 12pm - 8:30pm |