Heyab Car Rental Services

Heyab Car Rental Services

Share

15/03/2026

ብዝበለጸን ዝጸፈፈን ኣቀራርባ ውራይኩም ተዘካርን ምዕሩግን ንምግባር ህያብ መካረይ መካይን ውትሩ ድሉዋት ኣለና!
ብሕብረን ቅርጸን ዝተፈላለያ መካይን ኣዳሊና መርሓባ ንብለኩም!

We Have all type of Car's for your occasions we are ready to make your day memorable Just Call us for Booking Now wassup 0708 082746 Or Direct Call 0708082746/0756842099
Heyab Bridal Car Kampala

Send a message to learn more

19/02/2026

**ህያብ መካረይ መካይን ካምፓላ**
ንዝበለጸን ዝጸፈፈን ቀረብ መካይን ንመርዓ, ቅድመ መርዓ, ሕጸ, ጥምቀት, ዕለተ ልደት, ከምኡ ውን ምዝዋር መካይን ምስ እትደልዩ ብርትዓዊ ዋጋ ብዘየማትእ ኣቀራርባ ንዓኹም ንምሕጓስ ድሉዋት ኣለና!
ኣገልግሎትና ንዓኹም ንምሕጓስ ዩ ደዊልኩም ኣዝዙና ክነአንግደኩም ድሉዋት ኣለና!
ንዝያዳ ብቁጽሪ ዋሳብ 0708 082746 ክትጽሕፉልና ወይ ድማ ብመስመር ተሌፎናትና +256708082746/+256789323498 ደዊልኩም ኣዝዙና!
Heyab Bridal Car Kampala

27/01/2026

ውዕሎ ሰሉስ 27/1/2026 Tuesday Vibes
ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም!
በዛ ሎሚ ዕለት መርዓኹም ዝጸምበልኩም መርዓውቲ!

🤵 ቢኒ ምስ 👰 ሶሊ

ሰናይ ምንዮት ካብ ህያብ መካረይ መካይን ካምፓላ
መባልይቲ ይግበርኩም ኪዳን ኣብርሃም ሳራን ዝባረኸ ጎይታ ኪዳንኩም ይባርኽ!
ነቶም ክትምርዓውን ክተመርዕዉን እትደልዩ ንዝጸፈፋ መካይን ንምርካብ ህያብ መካረይ መካይን ምረጹ!
ንዝያዳ ብዋሳብ 0708 082746 ወይ ድማ ብመስመር ብምድዋል ርኸቡና!
Heyab Bridal Car Kampala

Want your business to be the top-listed Autos & Automotive Service in Kampala?
Click here to claim your Sponsored Listing.

Category

Telephone

Website

Address


Kampala