Hafi show Extra
እዋይ በስማም ዘረባኻ ግን ክመርር ጃምቦ ሓዉና
100% ቅኑዕ ዘረባ 🙏🥹
05/05/2026
ናይ ኣእምሮ ሰላም ክቡር እዩ፤ ካብ ዝኾነ ንብረት ዝበልጸ ዋጋ ኣለዎ። ሰላም ኣእምሮ ምስ ዝህልወካ ፡ ኣብ ውሽጥኻ ሰላም ትረክብ፣ ነገራት ብግልጽ ኣእምሮ ትርኢ፣ ውሳኔታትካ ውን ትኽክል ይኸውን።ስለዚ ናይ ኣእምሮኻ ሰላም ክትሓልዎ ኣለካ፤ ካብ ዝኾነ ዘይደልዩ ግጭታት ርሓቅ ምኽንያቱ ብሓቂ ዝበለጸ ሃብቲ ናይ ኣእምሮ ሰላም እዩ።
05/05/2026
ነፍሲ ወከፍ መዓልቲ ጽቡቕ ዘይክኸውን ይኽእል እዩ፡ ኣብ ነፍሲ ወከፍ መዓልቲ ግን ጽቡቕ ነገር ኣሎ።
05/05/2026
ህይወተይ ፍጽምቲ ኣይኮነትን፡ ግን ብዘለኒ ኩሉ እየ ዘመስግን።
ጌጋይ ነዓይ ንገረኒ፣ እምበር ንኻልኦት ኣይትንገር። ምኽንያቱ ጌጋታተይ ብኣይ እምበር ብኻልኦት ክእረም ስለ ዘይክእል።
ሰበይትኻ ነፍሰ ጹር እንከላ ምስ ትወቅዓ ትወልደልካ ቆልዓ...
ኣዝያ መሃሪትን መሳጢትን ዛንታ...ተገዲስኩም ኣዳምጽዎ....🤔
ቀልዲ ጸገብ ወይሰ ቀለም ጸገብ...እንግሊዝኛ ምዝራብ ግን ክንድዚ ዘኣክል ቀሊል ኣይመስለንን ኔሩ..😂😂
“የቐንየለይ ጎይታ” ምባል ፈጺምካ ኣይትደክም።
ብመጀመርታ፡ ኣብ ሂወትኩም ሙሉእ ጥዕና፣ ንስራሕኩም ድማ ዓወት ይምነየልኩም። ካብኡ ብምቐጻል ድማ፡ ካብ ናይ ትግራይ ቲክቶኮራት ብጣዕሚ ትምችውኒ፣ ፍቑራት ንሰኹም ኢኹም ቀጽልሉ ሰራሕኩም በጣዕሚ እዩ ደስ ዝብል😘🤔”
#ንፍሽኽታ...ማይነስ መሕጎል ከምዚኣ ዓይነት ማሕላ'ስ የላን👂💖
Klik hier om uitgelicht te worden.
Type
Adres
Beilen
45912