Vatican News - Tigrigna

Vatican News - Tigrigna

Condividi

25/07/2026

ካርዲናል ግሬች ኣብ ቤተ ክርስቲያን እስያ ዝግበር ሲኖዳውነት ጉዕዞ የስተብህሉ
ዋና ጸሓፊ ሲኖዶስ ጳጳሳት ካርዲናል ማሪዮ ግሬች ኣብ ጃካርታ ኢንዶነዥያ ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 12 ምሉእ ዓውደ ኣኼባ ፈደራላዊ ጉባኤ ጳጳሳት ኤስያ (FABC) ኣብ ዘስምዕዎ መደረ፡ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዝርክባ ኣብያተ ክርስቲያን ነቲ ናይ ሲኖዳውነት ጉዕዞ ንቕድሚት ንምስጓም ዝተጻወተኦ ቀንዲ ተራ የጒልሑ።
👇👇👇
https://www.vaticannews.va/ti/vatican-city/news/2026-07/cardinal-grech-looks-at-the-synodal-journey-for-church-in-asia.html

24/07/2026

ውድብ ሕቡራት ሃገራት ርእሰ ብሔር ኒካራጓ ዘመሓላለፎ ህዝባዊ ምርጫ ዝዓግት ውሳነ ይኹንን
ቤት ጽሕፈት ላዕለዋይ ሽማግለ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት፡ ርእሰ ብሔር ኒካራጓ ኦርቴጋ መስርሕ ምክያድ ሓድሽ ምርጫ ደው ከብል ድሕሪ ምውሳኑ ብምቅዋም ኣብታ ሃገር ልዕልና ሕጊ ናብ ንቡር ንምምላስ ጽኑዕ መርገጺ ይሕዝ።
👇👇👇
https://www.vaticannews.va/ti/world/news/2026-07/nicaragua-l-onu-condanna-la-decisione-di-sospendere-le-elezioni.html

24/07/2026

ብሰራዊት እስራኤል ዝተኻየደ ዝገደደ መጥቃዕቲ፡ ንዓሰርተታት ፍልስጤማውያን ቀቲሉን ኣቑሲሉን
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብሰራዊት እስራኤል ዝተኻየደ ዝገደደ መጥቃዕቲ፡ ንዓሰርተታት ፍልስጤማውያን ቀቲሉን ኣቑሲሉን።
👇👇👇👇👇
https://www.vaticannews.va/ti/world/news/2026-07/gaza-israeli-attacks-civilians-deaths-destruction-humanitarian.html

23/07/2026

ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት፦ ነቶም ኣብ እዋን ሓጋይ ኣዝዮም ዝጽገሙ ኣይትረስዑ!
ኣብ ናይ ሓምለ/ነሓሰ ሕታም መርሓዊ መጽሔት ፒያዛ ሳን ፒየትሮ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ልዮን መበል 14 ብሓደ ኢጣልያዊ ኣብ እዋን ሓጋይ እምነተይ ብኸመይ ከበርትዕ እኽእል ዝብል ንዘቕረበሎም ሕቶ፥ ወንጌላዊ ሰላምን ምሕረትን ምንባር ነቶም ዝሳቐዩ ዘይምርሳዕን ዘለዎ ኣገዳስነት ዘማእከለ ዝሃብዎ መልሲ ንንባብ ከም ዘብቀዖ ዜና ቫቲካን ይሕብር።
👇👇👇
https://www.vaticannews.va/ti/pope/news/2026-07/pope-leo-summer-faith-poor-sick-letter-san-pietro-magazine.html

Vuoi che la tua luogo di culto sia il Luogo Di Culto più quotato a Rome?
Clicca qui per richiedere la tua inserzione sponsorizzata.

Indirizzo


Piazza Pia, 3
Rome
00193

Orario di apertura

Lunedì 09:00 - 17:00
Martedì 09:00 - 17:00
Mercoledì 09:00 - 17:00
Giovedì 09:00 - 17:00
Venerdì 09:00 - 17:00
Sabato 09:00 - 17:00