Hanzza Advertising
11/10/2024
#ናጎስ ኣብ ቐረባ እዋን ኣብ TBS Tv ክጅምር እዩ::
18/03/2024
"ስታንድ_ኣፕ_ኮሜዲ"
🎤 #ንኹሎም ኮሜድያን(ዋዘኛታት/ቀያዕቲ) ኣብ ውድድር ስታንድ-ኣፕ ኮሜዲ [ስሓቕ-ጥዑም] ተወዳደሩሩ! 🎤
🌟 ቀጻሊ ብሉጽ ኮሜድያን(ዋዘኛ-ቀያዒ) ኣብ ምእላሸ ኣለና�
እዚ ወድድር ኣብ ክልልና ንፈለማ እዋን ዝካየድ ውድድር ስታንድ-ኣፕ ኮሜዲ ኮሜዲያን ክእለትኩም ንምርኣይ ተዳለዉ።
📅 ዕለት፡ ..... 🕖 ግዜ፡ ......📍 ቦታ: .... 🏆 ሽልማት: .... ኣብ ቐረባ እዋን ይጽበዮም!
ንዝያዳ ሓበሬታ ብ ቁፅሪ ስልኪ 0914 706474 ይደውሉ
TBS TV
ካብ ሕሱም ቃንዛ ህዝብን ልዑል ብሄራዊ ባህግን ዝብገስ ትካልና ትግራይ ብሮድካስቲንግ ሰርቪስ፡ ኣካል እቲ ማእኸል ሓሳባት ምዃን ዝብል ስትራተጂኡ ስፍሓትን ዕምቆትን ኣገልግሎቱ ንምብራኽ፡ ምስ ደጋዊ ኣካላት ብጥምረት ይሰርሕ።
ናይዚ ሓደ ኣካል ድማ ኣብ ዓውደ "ኢንተርታይመንት" ጽቡቕ ተመኩሮ ካብ ዘለዎም ትካላት ሓደ ምስ ዝኾነ @ሃንዛ ሚድያን ኢንተርታይመንትን ንምስራሕ ዘኽእለና መባእታዊ ስምምዕ ገይርና ኣለና።
ረብሓ ህዝብን ሞያዊ ክብርን ቀያሕቲ መሳምሩ ዝገበረ ትካልና ኣብ ትግራይ ሓቀኛ ናይ ሚድያ ኣገልግሎት ንምሃብ ናብ ኣየር ወፂኡ ኣሎ።
ቲቢኤስ
ወርቃዊ
15/03/2024
እንኳዕ_ተወለድኪ (ሄሉ)
መፃኢኺ ዝተባረኸ ይኹን !!!
Click here to claim your Sponsored Listing.
Category
Contact the business
Telephone
Website
Address
Hanzza Rod
Mekelle
27