Amu.
02/12/2023
ወልቀ መላኺ ኢሳያስ ኣፈ ወርቂ ንውዕሊ ፕሪቶርያ ቶኹሲ ደው ምባል ዕንቅፋት ኮይኑ ኣሎ።
ኮንግረስ ማን ጆን ጀምስ
ኣባል ኮንግረስ ኣሜሪካ ጆን ጀምስ ነዚ ዝበሉ ጉዳይ ኢትዮጵያ ኣመልኪቱ መፅበዓ ወይ ሓደጋታት ሃለዋት ፓሊሲ ኣሜሪካ ብዝብል ኣብ ዝተሳለጠ ዘተን ምድማፅን እዩ።
እቶም ኣባል ኮንግረስ ሰራዊት ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ኣፈ ወርቂ ግዝኣት ትግራይ ብሓይሊ ወሪሩ ምሓዙን፣ ሰራዊት ኤርትራ ጃምላ ጨፍጫፍ ንፁሃት ተጋሩ፣ ፃታዊ ጥቕዓት ከምኡ እውን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ዘስካሕክሑ ግፍዕታት ኣብ ልዕሊ ተጋሩ ፈፂሙን እናፈፀመ ከምዝርከብን ኣብራህሪሆም።
09/06/2020
satnael goal ethiopia - 666 የሳጥናኤል ጎል በኢትዮጵያ | የዓለም ፍፃሜ | abel birhanu| @ axum tube the satnael goal in ethiopia axum tube የአለም መጨረሻ ሰላም የሀገሬ ልጆች እንደምን አላችሁ ሀሳብ አስትያየታችሁን ስጡን እንዲሁም ሼር በማድረግ ይተባበሩን ፣ እናመስግናለን ቻናሉን ሰብስክራብ በማ...
Click here to claim your Sponsored Listing.
Category
Telephone
Website
Address
Mekelle
MOM