Rimna Hospital
ኣብ ኩላሊታ ብኣጋጣሚ ዝተርእየ ሕበጥ ናብ ካንሰር ከይተቐየረ ብኣጋ ክወፅእ ብምግባር ህይወት ሓንቲ ኣዶ ድሒኑ። እዛ ኣዶ ንኻሊእ ሕክምናዊ ምርመራ ዝመፀት ኮይና፤ እቲ ሕበጥ ክረአ ብምኽኣሉ ብስፔሻሊስት ሓኻይም ኩላሊትን ትቦ ሽንትን ኣብ ሆስፒታልና ብኣጋ ተወጊዱላ ብሰላም ተፋንያ ኣላ። ኣብ ዝተወሰነ እዋን ናብ ማእኸል ሕክምና ብምኻድ ሙሉእ ናይ ሕክምና ምርመራ ምግባር ብሰብ ሞያ ሕክምና ይምከር። ሆስፒታል ሪምና ብሞያዊ ብቕዓቶም ዝተመስከረሎም ሓኻይምን ዘመናዊ ቴክኖልጂን ተዓጢቑ 24 ሰዓት ከገልግለኩም ድልው ምዃኑ ክሕብር የፈቱ።
ብሞያዊ ብቕዓትና ንእመን! ብሓልዮትና ንምረፅ!
ኣድራሻ፥
መቐለ፥ ዓይደር ትራፊክ መብራህቲ
ዌብሳይት፥ www.rimnahospitals.com
ኢመይል፥ [email protected]
Facebook: https://www.facebook.com/rimnahospitalmekelle
Instagram: https://www.instagram.com/rimna_hospital
TikTok: https://www.tiktok.com/
ቁፅርታት ስልኪ
6231
+251930173317
+251342403020
+251342403021
14/05/2026
ቴሊቪዥን ትግራይ መደብ ማዕዳ ሓኻይም ኣብ ሆስፒታል ሪምና ስፔሻሊስት ሓፈሻዊ መጥባሕትን ፍሉይ ስፔሻሊስት መጥባሕቲ ፀላም ከብዲ፣ ሓሙት ከረጢትን ላልሽን (ጣፍያ) ዶ/ር ሓጎስ ግሩም ኣብ ዛዕባ ካንሰር ፀላም ከብዲ ዝተኻየደ ዘተ 8 ጉንበት 2018 ኣጋግዘ ሰዓት 11:00 ክመሓላለፍ ስለዝኾነ ንኽትከታተሉ ብኽብሪ ንዕድም።
ብሞያዊ ብቕዓትና ንእመን! ብሓልዮትና ንምረፅ!
ኣድራሻ፥
መቐለ፥ ዓይደር ትራፊክ መብራህቲ
ዌብሳይት፥ www.rimnahospitals.com
ኢመይል፥ [email protected]
Facebook: https://www.facebook.com/rimnahospitalmekelle
Instagram: https://www.instagram.com/rimna_hospital
TikTok: https://www.tiktok.com/
ቁፅርታት ስልኪ
6231
+251930173317
+251342403020
+251342403021
ብዘጋጠሞ ናይ መኪና ሓደጋ ዝተሰበረ ናይ ጎሎ ዓፅሚ ብዕዉት መንገዲ ብምትካእ ዳግም ተስፋ ዘሪኡ ብኽልተ እግሩ ጠጠው ኢሉ ክኸይድ ብምኽኣል ተሓካሚ ናብ ገዝኡ ተፋንዩ ኣሎ።
ብሞያዊ ብቕዓትና ንእመን! ብሓልዮትና ንምረፅ!
ኣድራሻ፥
መቐለ፥ ዓይደር ትራፊክ መብራህቲ
ዌብሳይት፥ www.rimnahospitals.com
ኢመይል፥ [email protected]
Facebook: https://www.facebook.com/rimnahospitalmekelle
Instagram: https://www.instagram.com/rimna_hospital
TikTok: https://www.tiktok.com/
ቁፅርታት ስልኪ
6231
+251930173317
+251342403020
+251342403021
Click here to claim your Sponsored Listing.
Category
Contact the practice
Telephone
Website
Address
Mekelle