Weyane Network Media

Weyane Network Media

Share

01/05/2024

ኣብ ትግብራ ውዕሊ ፕሪቶርያ ደቡብ ትግራይን ፀለምትን ክሳብ 30 ግንቦት 2016 ዓ/ም ክውዳእ ምዕራብ ትግራይ ድማ ክሳብ 30 ሰነ 2016 ዓ/ም ክትግበርን ክፍፀምን ኣብ ስምምዕ ተበፂሑ ናብ ተግባር ተኣትዩ እዩ።

— ምክትል ፕሬዝደንት ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጀነራል ታደሰ ወረደ (ወዲ ወረደ)

ጀነራል ታደሰ ወረደ ነዙይ ዝበሉ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ሕዚ ንመራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ዝሃብዎ ዘለው ጋዜጣዊ መግለፂ እዩ።

ኣብ ትግበራ ውዕሊ ፕሪቶርያ ዘለዎ ምዕባለታት ኣድሂቦም መብርሂ እናሃቡ እዩም።


ተወሰኽቲ ነጥብታት መግለፂ ጀነራል ታደሰ ወረደ (ወዲ ወረደ) ክነስዕብ ኢና ።

# ፈይሰል ሙስጦፋ

27/09/2023

በሉ ርኣዩልና፣ኣቢሲንያ እንተበልናስ ዝገደደ መፂኡና ኣታ ክንደይ ዑና መራሒ እዩ ዘኒሀና ናይ ዘርኢ መጥፋእ ዓሌት ንምባል ከመይ ይሕፍረና ንሶም ክፍፅምዎ ዘይሓፈሩስ ንሕና ክንሽቑር በሉ ወስኑ ኣሕዋት ወሲነ ኣለኹ።
እተን ትማሊ ካብ ባንኪ ሒሳብ ኣቢስንያ ኣዉፂአ ናብዚኣ ዘእተኩወን ቅርሸይ ከም ዝሃበኒ ብንጉሆኡ ኣዉፂአ ናብ ካሊእ ከእትወን እምበር እንታይ ደኣ ክገብር። ኣየ ዙ ናትና ነገር ከርተት። wedi legese

Want your business to be the top-listed Media Company in Mekelle?
Click here to claim your Sponsored Listing.

Telephone

Website

Address


Mekelle