70 enderta network
28/02/2023
ናይ ቢራ ነጋዶ ካብ ዳሽንን ሓበሻን ወፃኢ ክትሕዙን ክተከፋፍሉን ይግባእ። ቆስልና ኣይንረስዕ። ሐዚ እውን ዘድምየና ዘሎ መን ምዃኑ ፍሉጥ እዩ።
ኣብ ትግራይ ዝለዓለ ናይ ቢራ ዕዳጋ ኣሎ። እዚ ድማ ብብርኪ ሃገር ዝፍለጥ እዩ። ይኹን እምበር እተን ንህዝብና ዘጋፈዐን ዘፈናቐለን ሐዚ እውን እዚ እከይ ተግባሩ እናቐፀለሉ ዝርከብ ሓይሊ ዋና መወልቱ እዘን ትካላት እየን።
ነዚ ቀታሊና ሓይሊ ከምቲ ንሳቶም ብ360° ተዓፂና ንኽንጠፍእ ዝፈረዱልና፣ መሬትና ወሪሮም ህዝብና ዝቐተሉልናን ዝሰጎጉልናን ብገንዘብና ክንድግፎም የብልናን።
ምህርቶም ቦይኮት ንግበሮ። ቢራ ንዝደሊ ቢጂኣይን ኤችቢኤስን ኣለኩም።
22/02/2023
ብሰንኪ ኣብ ትግራይ ዝተወለዐ ቅሉዕ ወራር ፍርያቱ ደው ኣቢሉ ዝነበረ ፋብሪካ ልስሉስ መስተ ሞሃ ጨንፈር መቐለ ዳግም ምህርቲ ምፍራይ ጀሚሩ።
እቲ ፋብሪካ ስርሑ ምጅማሩ በቲ ኲናት ተሃስዮም ንዝፀንሑ ሰራሕተኛታት እቲ ትካል ተስፋ ዝህብ ምዃኑ ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን እቲ ትካል ገሊፆም።
እቲ ፋብሪካ ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ዓማዉቲ ብሰንኪ እቲ ቕሉዕ ወራር ስዒቡ ልዕሊ 400 ሚሊዮን ብር ኽሳራ ከምዝተቃለዐን ፣መብዛሕቲኦም ሰራሕተኛታት ንዝኸፍኣ ማሕበራዊ ቅልዉላዉ ተሳጢሖም ምፅንሖምን ተገሊፁ።
ምጅማር ፍርያት እቲ ፋብሪካ ኣብ ዳግመ ሕዉየት ትግራይ እጃሙ ከበርክት ከምዘኽእሎ እዉን ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን እቲ ፋብሪካ ተስፈኦም ገሊፆም።
#ዮናስ ፍቓዱ
20/02/2023
17/02/2023
ኣነ ከይደ ነይረ ፣ ምስ ሓወይ ሙኳኑ ምስ ፈለጥኩ ግን ተመልሰ ፣ ብኣፈሙዝ ዝግበር ቃልሲ ንማንም ኣይጠቅምን ፣ መፍተሒ ዝመፅእ ኮፍ እልካ ኣብ ጣውላ ብምዝዝሪራብ እዩ ፣ ሳዕሪን ቆፅልን በንጥስና ንሰላም ንበገስ ፣ ካህናትን ዓብይ ዓዲን ንሰላም ዉፈሩ ፣ ከድኩም ለምኑ ይኣኽለና እሉ ነይሩ ኣፍታ ፀልማት ፣ ቡዙሕ ዋጋ ድማ ከፊሉሉ!
ታሪኩ ሎሚ ኣብ መቐለ ትግራይ ብኩርዓት ኣፍልቡ ነፍሑ ምስ የሕዋቱ ተራክቡ !
ህዝቢ ኣብ መዓስስከራት ተደርብዩ ትካቦ ይፅበ:: ዘይግዶም ድማ ምልእቲ ከተማ ብሕብራዊ ጨርቂ ኣዕለቕሊቖም ለካቲት 11 ከኽብሩ ይሸባሸቡ::
ነቲ ጨርቂ ዝወፀ ወፃኢ ክንደይ ዝዓረቐ ምኸደነ::
Click here to claim your Sponsored Listing.
Category
Website
Address
70እንደርታ
Mekelle