Magale ICT

Magale ICT

Share

Photos from Magale ICT's post 09/09/2020

ሓደሽቲ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቕሑ ኣብ ኮር-9 ኤሌክትሮሜካኒካል ኣለና።
ብ0914120406 ይደውሉ ይኣዝዙ።

Photos from Magale ICT's post 18/08/2020

ዝደለይዎ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ኣብ 👉ኮር-፱ ኤሊክትሮመካኒካል ቴክኖሎጂስ👈 ምርካብ ይክእሉ! ብፍላይ ንተመራመርትን መሃዝትን ብተመጣጣኒ ዋጋ ዝደለይዎ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት (Electronics components) ነቅርብ። ኣብ ዘለኽምዎ ከተማ ኮይንኩም ኣዝዙና ኣብ ሓፂር ግዜ ክነቅርበልኩም ኢና።
👉Different type of Sensors
👉Arduino (Uno, Mega, Nano, Mini)
👉Dc motors
👉Resistors, Capacitors, LEDs and ICs
👉Electronic and Electrical Hand Tools and others

ብተወሳኪ እንህቦም ግልጋሎታት
👉ጠቅላላ ናይ ህንፃን ኢንዳስትሪን ኤሌክትሪክ ዝርገሐን ፅገናን
👉ማሽን ተከላን ፅገናን (industry machine testing, installation and maintenance)
👉ናይ ደሕንነት ካሜራ (Security camera, Fire alarm installation)
👉ናይ ፀሓይ (ሶላር) ሓይሊ ምግጣም (Solar installation and maintenance)
👉ካልኦት ተመሳሰልትን
ኣድራሻና፥
መቐለ- ሮማናት ኣደባባይ -ናብ ቢሮ ትምህርቲ ኣብ ዝወስድ መንገዲ -ጥቃ ባንኪ ኣቢሲንያ
ስልኪ፥ 0926695355/ 0932050956/ 0919448510/ 0914120406

Telegram channel
👉👉👉https://t.me/core_9_tech
Telegram/ሓሳብ መውሃቢ
👉👉👉https://t.me/core_9tech
page
👉👉👉https://www.facebook.com/core9technologies/

25/06/2020

☞ ዝደለይዎ ናይ ኤልክትሮኒክስ ኣቁሑት ካብ ✿ኮር-፱ ኤሌክትሮመካኒካል ቴክኖሎጂ✿ ምርካብ ይኽእሉ! ብፍላይ ንተመራመርትን መሃዝትን ዘድሊ ኣቁሑት ኤሌክትሮኒክስ ነቅርብ!
➊ Sensors
➋ Microcontrollers and Arduino
➌ Electronic motors
➍ Solar equipments and
➎ other related devices and tools

☞ኣድራሻና፡ ✔መቀለ ኣደባባይ ሮማናት ጥቃ ባንኪ ኣቢስንያ

✆ 0926695355 / 0914120406 / 0919448510

25/06/2020

☞ብዙሕ ዓመት ስራሕ ልምዲ ብዘለዎም በዓል ሞያታት (Engineers & Technicians) ኣብ ♦መላእ ትግራይ♦ በዞም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ስራሕትን ካልኦት ተዛመድቲን ብፅፈትን ፅሬትን ኣብ ምስራሕ ንርከብ።

☞ኣድራሻና፡ ✔መቀለ ኣደባባይ ሮማናት ጥቃ ባንኪ ኣቢስንያ

✆ 0926695355 / 0914120406

Want your business to be the top-listed Interior Service in Mekelle?
Click here to claim your Sponsored Listing.

Telephone

Website

Address


Romanat Square
Mekelle