HOT SPORT
31/10/2025
🚨 ካብ ከባቢ ስፔን ዝስማዕ ዘሎ ዜና ፅቡቕ ኣይኮነን 😣
ላሚን ያማል ዘጋጠሞ ጉድኣት ብቐሊሉ ዝድሕን ኣይኮነን ። እቲ ኣብ ከባቢ መቐመጭኡ ዘጋጠመ ጉድኣት ብመጥባሕቲ ይኹን ብኻሊእ ናይ ሕክምና መድሓኒት ዝድሕን ኣይኮነን ንግዚኡ ግን ብ ፀረ ቃንዛ ናብ ሜዳ ኣትዩ ክፃወት ከምዝኽእል እዩ ዘሰን ዘውፀኦ ሓበሬታ ዘመላኽት ።
እዚ ድማ ኣብ ዕብየት ኩዕሶ እግሪ ላሚን ያማል ዓብይ ዕንቅፋት ከይኾን ናይ ብዙሓት መፍቀርቲ ኩዕሶ እግሪ ስግኣት ኮይኑ ይርከብ
31/10/2025
➡ ኦፕታ ደረጃ ፕሪሜር ሊግ እንግሊዝ በዚ መልክዕ ክዛዘም እዩ ኢሉ ግምቱ ኣቐሚጡሎ ።
30/10/2025
ናይ ሊቨርፑል ቀፀልቲ 3+ ፀወታታት
ኣስቶንቪላ (H)
ርያል ማድሪድ (H)
ማንችስተር ሲቲ (A)
Want your public figure to be the top-listed Public Figure in Mekelle?
Click here to claim your Sponsored Listing.
Click here to claim your Sponsored Listing.
Category
Website
Address
Romanat
Mekelle