Sin Mararuu Ree

Sin Mararuu Ree

Share

18/01/2026

💢 መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ዲፕሎማሲ ዓብዪ ዓወት ኣመዝጊቡ ኣሎ! ኣብ መንጎ ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድን ፕሬዝዳንት ዶናልድ ትራምፕን ዝተገብረ ወሳኒ ናይ ስልኪ ዘተ፣ ንዓመታት ዝፀንሐ ዞባዊ ወጥሪ ናብ ሓድሽ ምዕራፍ ምትሕብባር ቀይርዎ ኣሎ።
ቀንዲ ነጥብታት፦

✅ ዋናነት ወደብ፦ 130 ሚልዮን ህዝቢ ብዘይ ወደብ ተሓፂሩ ክነብር ከምዘይኽእል ዓለምለኻዊ ተቀባልነት ረኺቡ ኣሎ።
✅ ሚዛናዊ ስምምዕ፦ ንግብፂ ውሕስና ማይ፣ ንኢትዮጵያ ድማ ዘይተገደበ ኣፍደገ ባሕሪ (ወደብ) ብወግዒ ተረጋጊፁ።
✅ ምክታም ፖለቲካዊ ውዲት፦ ግብፂ ንጉዳይ ግድብ ከም መፈራርሂ ብምጥቃም ንኢትዮጵያ ንምግላል ክትገብሮ ዝነበረት ፈተነ ኣብቂዑሉ እዩ።

📍ልዑላውነትን ሃገራዊ ረብሓን ኢትዮጵያ ኣብ ዝተረጋገፀሉ ናይዚ ስምምዕ መሰረት፣ ናብ ባሕሪ ዝግበር ጉዕዞ ብዘይ ዝኾነ ዕንቅፋት ክቅፅል እዩ። ንቀጣን ኣፍሪቃ ሓድሽ ናይ ሰላምን ብልፅግናን ብርሃን ወፂኡ ኣሎ! 🌅

18/01/2026

*ሰበር ዜና*
_*ዝወጹ ነጥብታት ስምምዕ ዘተ ፕሬዝዳንት ትራምፕን ቀዳማይ ሚኒስተር ዐቢይን*_

🎯ብመሰረት ዝወጹ ሓበሬታታት፡ ኣብ መንጎ ቀዳማይ ሚኒስተር ዐቢይ ኣሕመድን ፕሬዝዳንት ዶናልድ ትራምፕን ዝተገብረ ዘተ፡ ንዓመታት ጸኒሑ ዝነበረ ናይቲ ዞባ ወጥሪ ብሓደ ለይቲ ቀይርዎ ኣሎ።

📍ኢትዮጵያ ብወገና ንህዝቢ ግብጺ ኣብ ኣጠቓቕማ ማይ ምንም ዓይነት ስግኣት ከምዘይትኸውን ብድጋሜ ብምርግጋጽ፡ ኣብ ማይ ዓባይ ዘለዋ ጽኑዕ መርገጺ ምስ ዲፕሎማሲያዊ ዓወት ኣተሓሒዛቶ ትርከብ። እዚ ስምምዕ እዚ ንግብጺ ካብ ተጻባኢት ኢትዮጵያ ናብ ስትራቴጂካዊት መሻርኽቲ ዝለወጠ ታሪኻዊ ፍጻመ እዩ።

💥በዚህ መሰረት ግብህ እታ ናይ 130 ሚልዮን ህዝቢ በዓልቲ ዝኾነት ኢትዮጵያ ብዘይ ወደብ ክትነብር ከምዘይትኽእል ብወግዒ ብምእማን፡ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ከተካይዶ ዝጸንሐት ናይ ቀጥታን ተዘዋዋሪን ጸቕጢ ሙሉእ ብሙሉእ ንከተቋርጽ ቃል ኣትያ ኣላ። ብፍላይ ድማ ሕጋውነት ሕቶ ወደብ ኢትዮጵያ ብምቕባል፡ ቀደም ምስ ኤርትራን ሶማልያን ዝነበራን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝቐንዐን ስምምዓት ሙሉእ ብሙሉእ ውድቅ ገይራቶ ኣላ።

Want your school to be the top-listed School/college in Harar?
Click here to claim your Sponsored Listing.

Website

Address


Harar
09