Geez Tube

Geez Tube

Share

03/01/2026

Congrats Yoliana

ቅዱስ- እግዚአብሄር ቅዱስ ሓያል ኣምላኽ ኢኻ ቅዱስ ሕያው ዘይትመውት፡፡/2/ ግጥምን ዜማን ብዘማሪ ዲያቆን ክብረአብ አፈወርቅ#orthodox 11/09/2024

እንቋዕ ኣብፅሐና።

ቅዱስ- እግዚአብሄር ቅዱስ ሓያል ኣምላኽ ኢኻ ቅዱስ ሕያው ዘይትመውት፡፡/2/ ግጥምን ዜማን ብዘማሪ ዲያቆን ክብረአብ አፈወርቅ#orthodox ቅዱስቅዱስቅዱስ- እግዚአብሄር ቅዱስ ሓያል ኣምላኽ ኢኻ ቅዱስ ሕያው ዘይትመውት፡፡/2/ካብ ቅድስቲ ድንግል ማርያም ንዓና ዝተወለድካ፡፡ልዕሊ መላእኽቲ ንኣዳም ኣብሊፅካ፡፡ኣምላኽ ‘ናሃ...

26/07/2024

ወሶበሂ ንቤ ከመ ይእቲ ወላዲተ አምላክ ኢይባእ ኑፋቄ ውስተ ልብክሙ ከመ ንጽህት ድንግል ወለደት መለኮተ ዕሩቀ እንበለ ትስብእት አላ ወለደት ቃለ እግዚአብሔር ዘተዋሃደ ምስለ ሥጋ።
ሃይማኖት አቦታትና ገጽ 478

25/07/2024

ኣብ-
ኣብ ወልድን መንፈስቅዱስን ከም ዘሎ ነአምን።
:ወልድ'ውን -
ኣብ ኣብን መንፈስ ቅዱስን ከምዘሎ ነአምን።
ከምኡ'ውን መንፈስ ቅዱስ-
ኣብ ኣብን ወልድን ከም ዘሎ ነኣምን።
እዛ ሰለስትነት እዚኣ
ብዘይ ፍልላይን ምልዋጥን ኣብ ሰለስተ ኣካላት ብሓደ መለኮት ዝፀንዐት እያ።
ዮሐ 1÷1-3

Want your place of worship to be the top-listed Place Of Worship in Addis Ababa?
Click here to claim your Sponsored Listing.

Website

Address


Addis Ababa