Mekelle Express- ME
28/03/2026
https://www.youtube.com/watch?v=rXLLXi3756M
News ADDIS 24 ረቡኒ መሳጭ ልብ አንጠልጣይ እውነተኛ ታሪክ ክፍል ሦስት This is ADDIS 24. Our media outlet covers Ethiopian and East African news and current affairs, analysis and socio-economic issues on a daily basis. Like and ...
15/03/2026
https://www.youtube.com/watch?v=MaDB81V_pSY
News ADDIS 24 የተቆለፈበት ቁልፍ ክፍል አንድ This is ADDIS 24. Our media outlet covers Ethiopian and East African news and current affairs, analysis and socio-economic issues on a daily basis. Like and ...
07/02/2026
News ADDIS 24 አብዮተኛዋ አለም አቀፍ ዘፋኝ የአዶናይ እና የጆን ዳኒኤል ፀብ ማስተር አብነት አዲስ መረጃ This is ADDIS 24. Our media outlet covers Ethiopian and East African news and current affairs, analysis and socio-economic issues on a daily basis. Like and ...
05/03/2025
ምክትል ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን፣ ሪየክ ማቻር፣ ኣብ መንበሪ ቤቱ ብሓይልታት ጸጥታ ተኸቢቡ
ቀዳማይ ምክትል ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን፣ ሪየክ ማቻር፣ ዕልዋ ከየካይድ ብዝብል ስግኣት፣ ኣብ መንበሪ ቤቱ ብሓይልታት ጸጥታ ተኸቢቡ ከምዘሎ ተሓቢሩ።
ሓይልታት ጸጥታ ደቡብ ሱዳን፣ ምስቲ ምክትል ፕረዚደንት ቅርበት ንዘለዎም፣ ሚኒስተር ነዳዲ እታ ሃገር ዝርከቦም ላዕለዎት ሰበ ስልጣንን ኣዘዝቲ ሰራዊትን፡ ሎሚ ረቡዕ 05 መጋቢት፡ ቀይዶም ከምዘለዉ ኣፈኛ መንግስቲ እታ ሃገር ኣረጋጊጹ።
መንግስቲ ደቡብ ሱዳን ነዚ ስጉምቲ ዝወሰደ፣ ኣብ ዞባ ላዕላይ ናይል፣ ናሲር ኣብ ዝተባህለ ከባቢ፣ ዕጡቓት መንእሰያት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት መንግስቲ ዘካይድዎ ዘለዉ መጥቃዕታት ብሪየክ ማቻር ተደጊፎም'ዮም ብዝብል ክሲ'ዩ።
እቲ መንግስቲ፣ ንቀዳማይ ምክትል ፕረዚደንትን መራሒ ውሽጣዊ ተቓውሞ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ሓርነት ሱዳን ወይ SPLM-IOን፣ ሪየክ ማሻር ኣብ ከበባ ምእታዉን ንሓያሎ ደገፍቱ ስበ ስልጣንን ኣዘዝቲ ሰራዊትን ምቕያዱን፣ ነቲ ኣብ 2018 ዝተኸተሰም ስምምዕ ሰላም እታ ሃገር ከየፍርስ ይስጋእ።
ኣብ 2011 ካብ ሱዳን ተፈልያ፣ ናጽነታ ዝኣወጀት ደቡብ ሱዳን፣ ነዚ ዝሓለፈ ሸውዓተ ዓመታት ኣብ ተዛማዲ ሰላም እኳ እንተጸንሐት፣ ምስ ምእሳር ላዕለዎት ሰበልጣንን ኣዘዝቲ ሰራዊትን ናይቲ ብስምምዕ ሰላም ዝተጸንበረ ተቓዋሚ ሓይሊ ሪየክ ማቻር ግና ዳግማይ ናብ ከቢድ ኵናት ክትሽመም ከምእትኽእል ተንተንቲ የጠንቅቑ።
UN እና EU የሻዕብያ ወታደሩች ከትግራይ ግዛቶች እንዲወጡ ኣሳሰቡ
Click here to claim your Sponsored Listing.
Category
Website
Address
Addis Ababa