Eph
22/12/2023
ኣብ ከተማ መቐለ ብዓይነቱ ዝተፈለየ ከቢድ ጉሕለት ቴንዲኖ ንዝፈፀሙ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዝውዓለ ፖሊስ ከተማ መቐለ ኣፍሊጡ።
ፖሊስ ከተማ መቐለ ሎሚ ዕላዊ ኣብ ዝገበሮ ዜና ከምዝሓበሮ ኣብ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ዓዲሓቂ ጣብያ ፅንዓት ወያነ ቀጠና 21 ብ6 ታሕሳስ 2016 ዓ.ም.ውድቕቲ ለይቲ - ፀላም ጉልባብ ብምግባርን ብዝተወደበ መልክዑን ብመኪና ፅዕነት ተሓጊዞም ቴንዲኖ ሓደ ውልቀሰብ ኽጉሕሉ ረኺበዮም ንዝበሎም ተጠርጠርቲ ምስ ዝጎሓልዎ ንብረት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዘውዓሎም ገሊፁ።
ንዚ ውፅኢታዊ ስራሕ ንምስራሕ ሱታፌ ህዝቢ ዑዙዝ ከምዝነበረን ንቐፃሊ'ውን ተጠናኺሩ ኽቕፅልን ፖሊስ ከተማ መቐለ ፀዊዑ።
source104.4 fm mekelle
Want your public figure to be the top-listed Public Figure in Addis Ababa?
Click here to claim your Sponsored Listing.
Click here to claim your Sponsored Listing.
Category
Culinary Team
Attire
Contact the public figure
Telephone
Website
Address
Addis Ababa