Elshadai ERDA
12/04/2026
ለመላው የክርስትና እምነት ተከታዮች፣ እንኳን ለብርሃነ-ትንሣኤው አደረሳችሁ።
ኤልሻዳይ ሪሊፍ ኤንድ ዴቨሎፕመንት አሶሴሽን በዓሉ የሰላም፣ የፍቅርና መተሳሰብ እንዲሆን መልካም ምኞቱን ይገልፃል።
ለመጪው ትውልድ፣ ልማትን እንጂ ልመና አናወርስም!
03/02/2026
ወርሓዊ መደብ ሕቶን መልስን ኣብ መንጎ ተመሃሮ ኤልሻዳይ ቃላሚኖ ተኻይዱ።
ቤት ትምህርቲ ኤልሻዳይ ቃላሚኖ ካብ ቀዳማይ ክሳብ ዓስራይ ክፍሊ ተመሃሮ ኣብ መንጎኦም ትምህርታዊ ውድድር ሕቶን መልስን ኣብ ምክያድ ይርከቡ።
እዚ ውድድር ሕቶን መልስን ኣብ መንጎ ተመሃሮ ሃናፂ ትምህርታዊ ንሕንሕ ንምፍጣርን ፅሬት ትምህርቲ ንምርግጋፅን ዝዓለመ ምዃኑ ዳይሬክተር ትምህርትን ስልጠናን ቤት ትምህርቲ ኤልሻዳይ ቃላሚኖ መምህር ተስፋይ ኣፅብሃ ገሊፆም።
07/01/2026
ኤልሻዳይ ሪሊፍ ኤንድ ዴቨሎፕመንት አሶሴሽን ለመላው የክርስትና እምነት ተከታዮች እንኳን ለገና በዓል በሰላም አደረሳችሁ እያለ፤ በዓሉ የሰላም ፣የፍቅር እና የመተሳሰብ እንዲሆን መልካም ምኞቱን ይገልፃል።
የገና በዓል በኤልሻዳይ ቃላሚኖ ህፃናት፣ ተማሪዎች እና ሰራተኞች በድምቀት አክብሯል።
26/09/2025
ስትራተጂክ ትልሚ ሓሙሽተ ዓመት ኤልሻዳይ ቃላሚኖ ፀዲቑ።
ማኔጅመንት ኤልሻዳይ ቃላሚኖ ንልዕሊ ሰለስተ ኣዋርሕ ብሰብ ሞያ ክፅናዕ ዝፀንሐ ስትራተጂክ ትልሚ ዝርዝር ብምርኣይ ሎሚ ፀዲቑ።
ሎሚ መስከረም ዕለት 16/2018 ዓ.ም ኣብ ዝተኻየደ ዋዕላ ማኔጅመንትን ዕዱማትን ሕሉፍ ኣፈፃፅማ ስራሕ ከም ዝተገምገመን ስትራተጂኣዊ ትልሚ 2018 ክሳብ 2023 ዓ.ም ብዝርዝር ተመያይጡ ከም ዘፅደቐን ተገሊፁ።
Click here to claim your Sponsored Listing.
Contact the organization
Website
Address
Addis Ababa