Awramba Times

Awramba Times

Share

17/05/2026

ብ2012 ዓ.ም ኣብዝተኻየደ መረፃ 2.8 ሚሊዮን ህዝቢ ኣይተሳተፈን ክብሉ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ገሊፆም!
-----
ኣውራምባ ታይምስ [ኣዲስ ኣበባ] - ጳጉሜን 4/2012 ዓ.ም ኣብ ትግራይ ኣብዝተኻየደ መረፃ 2.8 ሚሊዮን ህዝቢ ከምዝተሳተፈን በዚ ህዝቢ'ዙይ ህወሓት ከምዝተመረፀን ተገይሩ ዝግለፅ ዘሎ ፕሮፓጋንዳ ሓሶት እዩ ክብሉ ኣቦ ወንበር ውድብ ስምረት ዝኾኑ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ገሊፆም።

ኣይተ ጌታቸው ሎሚ ሰንበት ኣብዝተሳለጠ ሓደ መድረኽ ተረኺቦም ኣብዝሃቡዎ ሪኢቶ፣ ጳጉሜን 4/2012 ዓ.ም ኣብዝተኻየደ መረፃ ንውድብ ህወሓት ወኪሎም ተወዳዲሮም ከምዝተመረፁ ብምዝኽኻር ኣብቲ መረፃ ንሱ ግን 2.8 ሚሊዮን ህዝቢ ከምዝተሳተፈ ተገይሩ ዝንዛሕ ዘሎ ፕሮፖጋንዳ ሓሶት ከምዝኾነን ገሊፆም።

Want your business to be the top-listed Media Company in Addis Ababa?
Click here to claim your Sponsored Listing.

Telephone

Address


3832 156th Street SW
Addis Ababa
98087