Tigray For Tigrayns
02/11/2025
14' ምድረ ገነት ሽረ 0-0 ፋሲል ከነማ
02/11/2025
ናይ ክለብና ኣብ ሜዳ ኣተውቲ ወይ ተሰለፍቲ !!!!
ሰናይ ዕድል ን ምድረ ገነት ሽረ
02/11/2025
ትግራይ ኣብ ዝመፅእ ዓመት 3ይ ውድድር መናእሰይ ኦሊምፒክ ኽተዳልው ተመሪፃ።
02/11/2025
ተጋሩ ተፃወትቲ ኩዕሶ ደሚቆም ክወፁ ትደልዩ ዶ ?
ናይ ተጋሩ ድምቀት ዝኮኑ ብፎቶ ብ inbox ልኣኩልና ::
02/11/2025
ጋንታና ጋንታ ምድረ ገነት ሽረ ምስ ፋሲል ከነማ እተካይዶ ፀወታ ኣብ ሃዋሳ ስታድዮም ክራከባ እየን ግምትኩም ኣቀምጡ ዓወት ንክለብና !!!
31/10/2025
ደቂ ዓባይ ምድረ ገነት ሽረ እዚ ተፃዋታይ ጋንታና መን ይብሃል ? ታይ ቦታ ሸፊኑ ይጫወት ?
Want your university to be the top-listed University in Addis Ababa?
Click here to claim your Sponsored Listing.
Click here to claim your Sponsored Listing.
Category
Telephone
Website
Address
Addis Ababa