Mosob Asmera 2

Mosob Asmera 2

Share

01/05/2026
10/13/2025

⭐️💎መልእኽቲ ክልተ ፍቁራት💎✅
......................

🚶‍♂️ኣሜን ፍቅረይ ነዓኺ እውን ሰላምኪ ይብዘሓለይ ኻብቲ ዘለኽዮ ስደት ብሰላም ናብ ዓድኺ ናብቶም እትናፍቅዮም ስድራኺ ይምለስኺ ናብ ንስሃ እውን የብቀዓና

🚶‍♀️እወ ብሓቂ ስደትና የሕፅረልና ምሳኻን ምስቶም ኣብ ቅድሚ ዓይነይ ዘሕለውልው ስድራይ እውን ብሠላም የራኽበኒ👏ንጉሰይ ንስኻ መኻፍልቲ ህይወተይ ምዃንኻ ኣዝየ እየ ሕጉስቲ ንፈጣሪ እውን የመስግኖ ንስኻ ኣምላኽ ዝሃበኒ ብሉፅ ህያብ ኢኻ። ንስኻ ናይ ፍቅሪ መምህረይ ኢኻ። ኣነን ንስኻን ከም ክልተ ገፃት ናይ ሓንቲ ሳንቲም ኢና ኣይክንፈላለን!!🥰

🚶‍♂️ኣሜን፫ንግስተይ ኣነ ናትኺ ንስኺ ናተይ ኢኺ።ንስኺ እኮ ቅመም ሂወተይ:ምንጪ ሓጎሰይ:ምኽንያት ክብረተይ ኢኺ።ዋላ ኳ ብ ኣካል ተተረሓሓቅና ምስልኺ ኣብልበይ ተኾሊዑ ኣሎ!!ዝጀመርናዮ ፍቅሪ ክዕንብብ ክጥጥዕ ገና እውን ፍረ ክህብ እዪ!

🚶‍♀️እሽኒ ኣነእውን ንስኻ ናተይ ብቦምዃንካ ኣዝየ እየ ዝሕጎስ ብፍቅሪ ክርስቶስ ክንነብር ብሓደ ኣምላኽ ቅዱስ ፍቃዱ ይኹነልና!!ንጉሰይ

🚶‍♂️ኣጆኺ ንግስተይ ዓድኺ ምስተመለስኺ ሓቢርና ጸሎት እናገበርና ኣገልገልቲ እግዚኣብሔር ክንኾን ኢና!!

🚶‍♀️ኣሜን ፈጣሪ ይሓግዘና ብሩኸይ!!ብሩኽ መዓልቲ ንጉሰይ

🚶‍♂️ኣሜን ኣሜን ኣሜን 👏ንግስተይ ሓደራ ፀሎት ግን ኣዘውትሪ!!ብሩኽ መዓልቲ👏👏👏

Want your public figure to be the top-listed Public Figure in Calgary?
Click here to claim your Sponsored Listing.

Category

Telephone

Address


Calgary, AB