Cinema Semere

Cinema Semere

Share

Photos from Cinema Semere's post 07/23/2026

ዜናታት ትራንስፈር ተጻወትቲ! 🔄⚽️

1. ባርሰሎና ሓድሽ ኣጥቃዓይ ረኺባ! 🔵🔴

ክለብ ባርሰሎና ንጀርመናዊ ኣጥቃዓይ ካሪም ኣዴየሚ ካብ ቦሩስያ ዶርትሙንድ ብወግዒ ምፍራማ ኣፍሊጣ።
💰 ዋጋ ትራስፈር፦ 22 ሚልዮን ዩሮ (ምስ ተወሳኺ 7 ሚልዮን ዩሮ ሞቕሽሽ)።
💸 ደሞዝ፦ ኣብ ዓመት 12 ሚልዮን ዩሮ ክኽፈሎ እዩ።

2. ኒውካስል ንመንእሰይ ተጻዋታይ ሞናኮ ኣፈሪማ! ⚪️⚫️

ኒውካስል ዩናይትድ ንወዲ 20 ዓመት ፈረንሳዊ ተጻዋታይ ኣላጂ ባምባ ካብ ሞናኮ ብ 40 ሚልዮን ዩሮ ንምፍራም ተሰማሚዓ ኣላ። እዚ ተጻዋታይ ራብዓይ ፈራሚ ኒውካስል ኣብዚ ናይ ክረምቲ ክኸውን እዩ።

3. ሊድስ ዩናይትድ ሓላው ልዳት ንምምጻእ ትቀዳደም ኣላ! ⚪️🛡️

ድሕሪ ምውጻእ ካርል ዳርሎው፡ ሊድስ ንሓላው ልዳት ማንቸስተር ሲቲ ጄምስ ትራፎርድ ንምዕዳግ ትዘራረብ ኣላ። ኒውካስል እውን ንትራፎርድ ትደልዮ እኳ እንተነበረት፡ እቲ ተጻዋታይ ግን ናብ ሊድስ ንምግዓዝ ድሌት ከምዘለዎ ተገሊጹ።

Want your public figure to be the top-listed Public Figure in Houston?
Click here to claim your Sponsored Listing.

Category

Address

Houston, TX

Opening Hours

Monday 11am - 11pm
Tuesday 11am - 11pm
Wednesday 11am - 11pm
Thursday 11am - 11pm
Friday 11am - 11pm
Saturday 11am - 11pm
Sunday 11am - 11pm