Fato Plus
ብዛዕባ ኣዶናይ ሓዱሽ ሓበሬታ!
ካብ ናይቲ ስርዓት ተኣመንቲ ተጠቀምቲ ማሕበራዊ ሚድያ ዝተረኸበ ሓበሬታ ኣዶናይ ብሽም ኣባ ገዳ ዝተመረፁ ኣሸማጋልነት ክፍታሕ ምንቅስቓስ ተጀሚሩ።
ይግበሮ! ዋንኡ ምፍትሑ እዩ። ብዋዛ ዝኣተው ንዓመታት ኣብ እስርቤት ሰጢሞም እዮም። ብሰላም ካብ ፀልማት የውፅእኻ!
Tueumay Mesele
ንኹልኹም ተኸተልቲ እምነት ክርስትና እንኳዕ ንብዓል ፋሲካ ኣብፅሓኩም!
ጥፍእ ኢልና ድሕሪ ምፅናሕ ድማ ምስ ባሕረ ነጋሲ (ኣብ ዩኒቨርሲቲ ዓዲግራት መምህር ነጋሲ ኻልኣዩ) ዝገበርናዮ ፃንሒት ሎምዓንቲ ናባኹም ክነብሎ ኢና።
ሰናይ ብዓል ፋሲካ!
https://user287334.psee.io/7fylxu
20/04/2025
https://user287334.psee.ly/7g24pq
ካብ ሰራዊት ተባሪረ : ሓንቲ ተጋዳሊት ሓደ ርእሳ ፈሪሱ ኔሩ : ትግራይ ሃገር ክገብር #ኦርያ ሚድያ / Orya Media media #
20/04/2025
https://user287334.psee.ly/7g24pq
ምሉእ ትሕዝቶ ቃለመሕትት ነጋሲ ኻልኣዩ ተለቒቑ ኣሎ።
ካብ ሰራዊት ተባሪረ : ሓንቲ ተጋዳሊት ሓደ ርእሳ ፈሪሱ ኔሩ : ትግራይ ሃገር ክገብር #ኦርያ ሚድያ / Orya Media media #
Fato plus
22/03/2025
ብዙሓት ግዱሳት ወገናት ንተጋዳላይ ሰሎሞን ወልደሰንበት ክትሕግዙ ከም እትደልዩን ናብ ዝሕግዝ ሰብ ክተባፅሑን ስለዝተዓዘብና ኣድራሽኡ ክንፅሕፈልኹም ፎቲና ኣለና።
CBE 1000658319888
Phone number 0996215658 or 0921698013
ንእትገብርዎ ሓገዝ ነመስግን!
https://youtu.be/jLjzC8YK5vA?si=wLen7GzcprD2dWsY
https://user287334.psee.ly/7bltk9
እናለመነ ቤተሰቡ ዝዕንግል ተወላዲ ሲዳማ ተጋዳላይ!
ቕድም ክብል "ትግራዋይ ኾይነ ዘይገበርክዎ ካብ ሲዳማ መፂእኻ ታሪክ ሰሪሕኻ፣ ኾሪዕናልካ" ዝተብሃለ እዚ ተጋዳላይ ሐዚ ብቛንቛ ብዘይምርድድአይ ሰንኪ ሕክምና ኣይረኸብኩ ስድራይ ኣየድሐንኩ ይብሎ።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብ ፋቶ ፕላስ ኣሎ!
ስደት!
09/03/2025
ዝተፈላለዩ መስሐቒ ሪኣክሽን ቪድዮታት / Various Funny Reaction Videos ካብ ዝተፈላለዩ ቦታታት ዝኣከብናዮም መስሐቒ ቪድዮታት ዝሃብናዮም ኣገረምቲ ሓሳባትን ዘግረሙናንCollection of hilarious reaction videos from various sources, accompanied by insightful ide
Click here to claim your Sponsored Listing.