Tigray Archaeologists Association - TAA
#ምርኢት #ጉድኣት #ሃርበኛታት ከምኡ እዉን ምርኢት ሰርከስን ኣብ ሰላማዊ ሰልፊ
ሓለዋ ኬላ ይኹን ካልእ ሓለዋ ፀጥታ ሕጓታት ትግራይ ብሓይልታት ፀጥታ ትግራይ እምበር ብሓይልታት ፌዴራል ክሕሎ ኣይኮነን ህዝቢ ትግራይ ከቢድ ዋጋ ከፊሉ። ሕዚ መንገድታት ትግራይ ንሓይልታት ፌዴራል ምፍቃድ ማለት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ትግራይ መጥቃዕቲ ምእዋጅን ድሕንነት ትግራይ ናብ መሸጣ ምውራድን ማለት እዩ። ካብዚ ብተወሳኺ ኣብ ትግራይ ሕዚ ሊብነት፣ ዘይሕጋዊ ድለላን ናይ ፀላእትና ናይ ሸሊኽካ ምሕንካር ባህግን ስለዘሎ ኬላታት ክበዝሑ እዩ ዘለዎም እምበር ክቕነሱ ኣይግባእን። ካልእ ከዓ ትግራይን ኢትዮጵያን ዘራኽበን ሕዚ ውዕሊ ሰላም ፕሪቶርያ ስለዝኾነ ትግራይ ብቐጥታ ኤትመርሓ ኢትዮጵያ ኣይኮነትን። ትግራይ እትመሓደረሉ ከይዲ ከምተን ካልኦት ክልላት ኣይኮነን። ትግራይ ገና ኣብ መኸተ ዘላ፣ ብመሰረት ውዕሊ ሰላም ፕሪቶርያ ሉዓላዊነታ ዘይተኸበረላን ናብቲ ቅድሚ 2013 ዓ.ም ዝነበረቶ ዘይተመለሰትን እያ። ድሕሪ ሕዚ ብሰንኪ መራሕቲ ትግራይ ኣሽንባይ ስትራቴጂያዊ ጌጋ ስልታዊ ጌጋ እኳ እንተተፈጢሩ ህዝቢ ትግራይ ናብ ርእይዎ ዘይፈልጥ ሓደጋ ዘቃልዖ እዩ።
26ጉንበት 2017 ኣ/ግ
09/12/2024
ማሕበር ኣርክኤሎጅስትስ ትግራይ ሓፍሻዊ ጉባኤ ንምክያድ ምድላዋቱ ወጊኑ ይርከብ ስልዚ ኩሉኹም ኣባላት ኣብቲ ዝተባህለ ዕለትን ማዓልትን ክትርከቡ ብክብሪ ንፅዉዕ ። ኣዳራሽ ድማ ኣበይ ከምዝከዉን ብቀፃሊ ክንፍልጠኩም ኢና !!
31/05/2024
ፈላማይ ዋዕላ ብተውለድትን ፈተውትን ልምዓት ይሓን ከባቢኣን ዝተዳልወ መድረክ 23/09/2016 ኣግ
ትግራይ መበቆል ስልጣነ ከምቲ ምካና
ካብ ፊደል ናይ መጀመርታ ፊደል ሀ
ካብ ናይ ሰልጣነ መጀመርታ ይሓ እዩ።
31/12/2023
accepted the changes of Tigrai tourism
Please promote and share our culcural heritage to the world. Dear all members of the association please share and promote to reopened our tourism industry.
Click here to claim your Sponsored Listing.
Category
Contact the organization
Telephone
Website
Address
Mekelle