Senay App

Senay App

Share

ደቅናን ካላኦት ሰባትን ብሞባይል ዘዕልልዎ ከመይ ንሰሞዖም ንኸእል 30/11/2019

https://www.youtube.com/watch?v=wlEBrA6kE8Q
share subscribe and comment

ደቅናን ካላኦት ሰባትን ብሞባይል ዘዕልልዎ ከመይ ንሰሞዖም ንኸእል እቱ አፕሊኬሽን ንምውራድ እዛ ታሕቲ ዘላ ሊንክ ክሊክ ንግበራ 👇 http://yesufdownload.com/archives/195 FACEBOOK👉 https://www.facebook.com/YESUFGUBEN/ INSTAGRAM👉 https://www.instagra...

Photos from Senay App's post 23/09/2019

ኣብዚ ሐዚ እዋን ምጭብርባራት ይበዝሕ ስለዘሎ ኣብ መረባ ፎስቡክ ኮሌጅኩም ክተፋልጡ እንከሉኹም ብዲግሪ መርሃ ግብሪ ካብ ዝምልከቶ መንግስታዊ ትካል ዝተዋሃበኩም ፍቓድ ኣፍልጦ 'ውን ኣሪኡና ኢልኩም ብውሽጢ መልእኽቲ ብተደጋጋሚ ንዝሓተትኩምና
ብዲግሪ መርሃ ግብሪ ብኮንስትራክሽን ቴክኖሎጂን ማናጅመንትን: ኣውቶሞቲቭ ቴክኖሎጂ: ኣካውንቲንግና ፋይናንስ: ማናጅመንት: ማርኬቲንግ ማናጅመንት ካብ HERQA ዝተወሃበና ፍቓድ ኣፍልጦ ኣቕሪብና ኣለና! ንዝበለፀ ሓበሬታ ናብ ኮሌጅና ሬጂስትራር ቢሮ ብኣካል መፂኦም/አን ይርከቡና/ባና ወይ ድማ ብ 0342-415336 ኣብ ስራሕ ሰዓት ይደውሉልና!

20/09/2019

2ይ ስሩዕ ሓፈሻዊ ጉባኤ
ማሕበር ውልቀ መሰልጠኒ ትካላት ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ትግራይ
ኣብ ፕላኔት ሆቴል መስከረም 10 / 2012 ዓ.ም ብዝለዓለ ድምቀት ክሳለጥ እዩ::
ኣብዚ መድረኽ ካብ ዝተፈላለዩ መንግስታውን ዘይመንግስታዊ ትካላት: መራሕቲ ሃይማኖት: ዓበይቲ ዓዲ ኣብ ዝተረኸብሉ
ኣብ ዙርያ ፅሬት ትምህርቲ ግደ ውልቀ ኮሌጃት ኣመልኪቱ ዳህሳሳዊ መፅናዕቲ ክቐርብ እዩ::

04/06/2019

Python ❤️
Java 😂
PHP 😮
C++ 😭NET 😠
C/C # 👍

Want your business to be the top-listed Engineering Company in Mekelle?
Click here to claim your Sponsored Listing.

Telephone

Address

16
Mekelle
5000