Miki TDF
10/12/2023
#ፃውዒት ሓገዝ🙏......
#ኣብ ኢድ ጨካናት ዝወደቐት ነብሲ ነድሕን
**********************************
እዚ ኣብ ታሕቲ ትሪእዎ ዘለኹም ሓውና ተጋዳላይ ሸዊት ተንሳይ ገብርኣረጋይ ይበሃል። ተወሊዱ ዝዓበየሉ ኣብ ዞባ ማእኸል ወረዳ ኣሕፈሮም ጣብያ መዝብር እዩ። ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝተኣወጀ ጆኖሳይድ ንምምካት ካብ 2013 ጀሚሩ ክሳብ 2015 ብጅግንነት ምስ ፀላእቲ እናተኳሸሐ ዝፀነሐ እንትኸውን ድሕሪ ውዕል ፕሪቶርያ ብደለልቲ ተታሊሉ በረኻታት ሰሃራ ኣቋሪፁ ኣብ ሊብያ ምስበፅሐ ብጨካናት ተታሒዙ ከምዚ እትሪኡዎ
ን ኣስታት ሓሙሽተ ኣዋርሕ ኣብ ከቢድ ስቓይ ይርከብ። ክኸፍል ዝተሓተቶ መጠን ገንዘብ 800,000 ( ሸሞንተ ሚኢቲ ሽሕ) ብር ስለዝኾነ ስድርኡ ክኣ ንዚ ዝተሓተቶ መጠን ገንዘብ ክኸፍሉ ዓቕሚ ስለዘይብሎም ኣብ መላእ ዓለም ዘለኹም ሰብ ሕልና ተጋሩ ኢደይ ኢድካ ኢልኩም ኣብ ኢድ ጨካናት ዘላ ነብሲ ተጋዳላይ ንኽተድሕኑ ብትሕትና ንሓትት ምእንታና ሂወቱ ክኸፍል ዘይሰሰዐ ተጋዳላይ ብሰንኪ ገንዘብ ክንስእኖ የብልናን። ሓምሳ ለይሙን ንሓምሳ ሰብ ገይፂ ንሓደ ሰብ ሸኽሚ እዩሞ በቢ ዓቕምኹም ክትሕግዙ ንምሕፀን። ንትገብሩልና ምትሕብባር ኣቐዲምና ነመስግን🙏 በዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ቁፅሪ ባንኪ ምእታው ይከኣል እዩ።
1000337078927 ተንሳይ ገብረኣረጋይ ሃይለ ንግዲ ባንኪ
1000131355673 ሃብቶም ተንሳይ ገብረኣረጋይ ንግዲ ባንኪ
00310881146_ 30 ሃብቶም ተንሳይ ገብረኣረጋይ ኣምበሳ ባንኪ
09472013 ሃብቶም ተንሳይ ወጋገን ባንኪ
ስልኪ ቁፅሪ
0996529571 ተንሳይ ገብረኣረጋይ
0933036578 ሃፍቶም ተንሳይ
#ሼር ብምግባር ናብኩሉ ነባፅሓዮ ሼር እውን ዓባይ ሓገዝ እያ!
ኣነ አውን ናይ ዓቅመይ 1000 ቅርሺ done ✅
Click here to claim your Sponsored Listing.