Find media companies in Aksum. Listings include Merhawi Kifle.
ኩዕሶ እግሪ
Welcome To Amora Media
ፀገም ትግራይን ትግራዋይን ዝብጠስ ትግራይ ሃገር እንተኾይና ጥራሕ እዩ።
ትግራይ ዓዲ ሕግን ስርዓትን፣ ዓዲ ፍትሕን ርትዕን፣ ዓዲ ፍቕሪ፣ ሰላምን ስኒትን እምበር ዓዲ ጭቃን ዓቀይታይን፣ ዓዲ ቁሸታውያንን ዓሌታውያንን ዓዲ በላዕን ተመልካትን ኮይና ከይትቕፅል ይኹን ቃልስና።