Nahom - T
መረበተይ
25/02/2026
ሓፍትና ኣብ ምርካብ ተሓባበሩና
ሰላም ክቡራት ኣሕዋት ፡ እዛ ትርእዩዋ ዘለኩም ሓፍትና ግደይ ገብረ ኪዳን ትብሃል : ተወሊዳ ዝዓበየትሉ ዕዳጋ ዓርቢ ( ጫዓ ) ኮይኑ ፡ ኣብ ሃገረ ሊባኖስ ትቅመጥ ኔራ : እንተ ኮነ ግን ደሃይ ካብ ተጥፍእ 8 ዓመታት ሓሊፍዋ ኣሎ : ስለዚ ዝፈልጣ ወይ ኣብዚ ርእየያ ዝብል ሰብ እንተ ኣሎ በዚ ቁጽሪ ደዊልኩም ክትተሓባበሩና ብትሕትና ንሓትት
+97332163430 - ሳምራዊት
002917151309 ፍረወየኒ ገረኪዳን
ሼር ብምግባር ኣብ ኩሉ ክበጻሕ ተሓባበሩና ።
ወዝቢ
ሓዳሽ ናይ ትግርኛ ፊልም
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብ Ade Media ( ኣደ ሜድያ )
ህጹጽ ሓገዛ
ሰላም ኣሓዋትን መተዓቢቲ ( ጫዓ ) ሂወት ኣደ ሓውናን መተዓቢትናን ሽሻይ ንምድሓን ኢደይ ኢድካ ንበል ።
0952121798 ደዊልኩም ርከብዎ ።
ሂወት ኤርትራዊ ስደትኛ እዝን ካብዚ ዝከፍን እዩ ሞ ፡ መን እንታይ ከይበልና ንብጽሓሎም ፡ ኣብ ጎኖም ንቁም ።