Addis Mesfin
17/06/2026
. Morkii Urjiiwwan Kubbaa Miilaa
Rifeensa dubartoota hawwisiisu
Ashaaraa Dhalootaa
17/06/2026
ምልክት ሕማም ምርሳዕ ፕረዚደንት ኢሳይያስን ስቕታ ሚኒስተር ዑስማን ሳልሕን‼️
📌ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ናብ ካይሮ ኣብ ዝገበርዎ ዑደት ናብ ወታደራዊ ሆስፒታል ኣትዮም ምስ ተመርመሩ፣ ምልክት ሕማም ምርሳዕ (ኣልዛይመር) ከምዝተረኽበሎም ተገሊጹ። ብተመሳሳሊ፣ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ዑስማን ሳልሕ ኣብ ጋዜጣዊ መግለጺ ንዝቐረቡሎም ኣርባዕተ ሕቶታት ዝኾነ መልሲ ከይሃቡ ብስቕታ ምሕላፎም ኣዘራራቢ ኮይኑ ኣሎ። እዚ ንስቕታ እቶም ሚኒስተር ምኽንያት ፕረዚደንት መምርሒ ከይሃብዎም ናብ ሕክምና ብምኻዶም ይኹን ወይስ ብናይ ባዕሎም ጸገም ባይታወቕ እኳ፣ እዚ ናይ ክልቲኦም ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን ዘይተለምደ ኩነታት ንብዙሓት "ፈጣሪ ይሰውረና" ዘበለ ፍጻመ ኮይኑ ኣሎ።
16/06/2026