Selamta Immigration Services

Selamta Immigration Services

Share

05/24/2026

Selamta Canada
🙏 Thank you Nega.
ኣብ ኣፍሪቃ 30,000 ጅሙር ፕሮሰስ ብግሩፕ 5 ይኩን ኮሙኒቲ/ቸርች ዘለዎም ስደተኛ ኣለው። ናይ ኩሎም ኣብ ሓደ ዓመት ክውዳእ ኢና ሓቲትና። ነበርቲንዜጋን ናይ ካናዳ ዝደልይዎ እንተኮይኑ መርአይ ፕቲሽን ተከፊቱ ኣብ 30 መዓልቲ ክንደይ ፈሪሞም ተራእዩ ናብ መንግስቲ ክቀርብ እዩ። ካብዞም 30ሽሕ እቶም 10ሽሕ ሓበሻ ኢለ ገሚተ። 10ሽሕ ብ 5 = ኣበይ ኣለው እቶም 50ሽሕ ስፓንሰርኩም ደኣሞ? ሳይን

Want your practice to be the top-listed Law Practice in Calgary?
Click here to claim your Sponsored Listing.

Telephone

Address

Calgary, AB